Wednesday, 23 September, 2020

Month: January 2020


በርሀ ኣረጋይ (ጋዜጠኛ) ቃልሲ መብረድ እዩ፡፡ ኣብ ሕድሕድ ካልኢታት ዝፍፀም ተጋድሎ ብመስዋእቲ ተሰንዩ ነታ ቀፃሊት ተስፋ ይስሕል፡፡ ኣብ ሕልና ጅግና ወያናይ ሓቦን ትብዓትን ሰኒቑ በጃ ህዝቢ ንምዃን ዘሎ ወነ የብልሕ፡፡ ወያናይ “ሀ” ኢሉ ንዝተበገሰላ መትከል ከይትኽበስ ምእንቲ ድቃስ ዝሓረማ ንግዝያዊ Read more…